Ruth Abraha

Projekt „Faire Integration“ Hessen

Beratungsstelle Frankfurt

Adresse:
DGB-Haus
Wilhelm-Leuschner-Straße 69-77
Eingang 2, Etage 3, Büro 3.012
60329 Frankfurt am Main

Kontakt:
Tel.:      +49/ (0)69 40 7697 40
Mobile.: +49 (0)160 9251 3348
E-Mail: ruth.abraha@emwu.org


Postanschrift:

Europäischer Verein für Wanderarbeiterfragen e.V. (EVW)
Projekt „Faire Integration“ Hessen

Wilhelm-Leuschner-Straße 69-77
60329 Frankfurt Am Main


ሩት ኣብራሃ ካብ ጥሪ 2021 ጀሚራ ኣብ ማሕበርና ፕሮጀክት „Faire Integration“ ሄሰን ከም ኣማኻሪት ናይ ስራሕ መሰላትን ማሕበራዊ ጉዳያትን ኮይና ትነጥፍ ኣላ። ንኣብ ራይን-ማይን ኣከባቢ (Rhein-Main-Gebiet) ዝርከቡ ምኽሪ ዝደልዩ ሰባት ብቋንቋታት ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ፡ አንግሊዝን ጀርመንን ምኽሪ ትህብ።

ካብ 2011 ጀሚራ ብወለንታዊ ፍቃዳ ካብ 2015 ድማ ናይ ምሉአ ግዜኣ ስራሕ ብምግባር ንካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ዘጋጥሞም ጸገማትን ሕቶታትን ክትሕግዝን ከተማኽርን ጸኒሓ፡ ከም ውጺኢቱ ድማ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ኣርአስትታት ንኣብነት፡ መሰል ስደተኛታት፡ ናይ መንበሪ ወረቀት ጉዳይ፡ ማሕበራዊ ተሳትፎ ኣብ ጀርመን ወይድማ ብናይ ገዛአ ርአስኻ ውሳነ ሂወትካ ምምራሕን ብዙሕ ተሞክሮ ክትድልብ ክኢላ።